Reposted by @marnjam1.bsky.social
“ከማኻትኩም ኣብ እንዳ ሻሂ ኣይተመስረትናን`` ኢልካ ጃህራስ እንታይ እዩ ዘመላኽት? ኣባላት ህወሓት ቅድሚ በረኻ ምውራዶም ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን፣ ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ኣብያተ ሻሂን ተራኾቦም ጉጅለታት ከም ዝፈጠሩ እኳስ ዘይርዳእ እንታይ ይብሃል? ብስሩ ግን ንምንታይ እዩ መንእሰይ ውድብ ክምስርት በረኻ ክወፅእ፣ ጠበንጃ ከልዕል ከም ዘለዎ ኩሉ ግዘ ብተዘዋዋሪ ዝንገሮ ዘሎ?
gazetegna.com/archives/237
gazetegna.com
`ከማኹም ኣብ እንዳ ሻሂ ኣይተመስረትናን` ዝብልዎ ዘረባ? – GazetegnaExpandToggle MenuPreviousContinueContinueContinueContinueContinueContinueFacebookTwitterInstagramLinkedinExpand