Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 03/03/2025ዓይኒ ሰም እንተይበለ ካብ ዘሰንብድን ዘባህርርን ሃተፍተፍ/ሕልሚ: ናበይ ኣቢልካ ይህደም? ኣእዳውካ በሊሑ ከም ሴፍ ተመሊሱ እንትወግኣካ መን የድሕን? እዙይ እዩ ናይ ዘበንና ዓብዪ ፈተነ! #ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ #poetry #Tigrigna 021
Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 01/03/2025እዋናዊት ግጥሚ: ጉልባብ ደፊሮም ንምቕላዕ ንዝህቅኑ... This poem (my favorite by Paul Laurence Dunbar) took a while to translate into Tigrigna - timely for my local/personal context and also globally for the world. #poetry #Tigrigna #ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ 020
Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 24/02/2025"The Duel” - a classic poem by Emily Dickinson with a timely message translated to Tigrigna ዝፈትዋ ግጥሚ ናብ ትግርኛ ተተርጉማ:: መልእኽታ እውን (እንተ ኣዳሚፅናዮ) እዋናዊን ረዚንን እዩ:: #ትግርኛ #ግጥሚ #Tigrigna #poetry 020
Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 23/02/2025ፍሕሶታት ሰንኮፍ እንትኾኑ: ንጥሙር ይብትኑ: ደኺሞም ይበኑ:: ፍሕሶታት እንትሰጥሙ: እንቅዓ ይስከሙ: ንፍሉም የፈፅሙ:: ክዉን ዳኣ ንፍሓስ: ከይንከስ መልሓስ: ኣብ ምውግሑ ከይንጣዓስ:: ትዕዝብቲ ፍሕሶታት ዝወለዳ ግጥሚ #ግጥሚ #ትግርኛ #poetry #ስነፅሑፍ 010
Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 21/02/2025እንተ ሳዕሪ ብሕጊ ተፈጥሮ እናሓደረ ምብቋሉ ኣይተረፈን (ጊዘኡ ሓልዩ እናሓረረን እናተተክአን): እንተ ልብና ኣይግድን: እናሓደረ ክንዲ ምብቋል: እናሓደረ ይቕምስልን ይድስክልን... #ግጥሚ #ስነፅሑፍ #poetrylovers #Tigrigna 000
Kiros Berhane @kiros-berhane.bsky.social · 18/02/2025እወ! ድሕሪ ክልተ ዓመት ምፅሓፍ እዛ ግጥሚ፤ ሎሚ'ውን ኣብ ቀራን! ተኣንገዳ/ዱ #ትግርኛ #ግጥሚ #ስነፅሑፍ 000